ኣብ ርክብ ብዙሓት ጸገማት ከጋጥሙኹም ይኽእሉ እዮም። ንኣብነት: 

ኣብ ርክብኩም ብተደጋጋሚ ዝግበሩ ነገራት እውን ጸገም ክፈጥሩ ይኽእሉ እዮም፣ ግን ከምኡ ክኸውን ኣይግባእን። ንገለ ሰባት ርክቦም ምቕሉልን ዝያዳ ህዱእን ከምዝኾውን ይገብር።

ናይ ኣእምሮ ወይ ኣካላዊ ጸገማት ወይ ሕማም እውን ኣብ ርክብ ጸገማት ክፈጥሩ ይኽእሉ።

ናይ ርክብ ጸገማት መብዛሕትኡ ግዜ ወሲባዊ ጸገማት ይወልዱ ወይከኣ ብግልባጡ። 

ናይ ርክብ ጸገማት እንተለዉኻ፣ ምስ መጻምድትኻ ወይከኣ ምስ እትኣምኖ ካልእ ሰብ ክትዘራረብ ትኽእል ኢኻ። ኣድላዪ እንተኾይኑ፣ ሞያዊ ሓገዝ እውን ክትሓቲ ትኽእሊ ኢኺ። ናይ ርክብ ጸገም ንምፍታሕ ግዜ ይወስድ እዩ። እቶም ጸገማት ንነዊሕ ግዜ ብዙሕ ጽዒርኩም ክትፈትሑዎም እንተዘይክኢልኩም፣ ምንጽጻል ምርዑዋት እንተኾንኩም ከኣ ምፍታሕ ከም መፍትሒ ክትወስድዎ ትኽእሉ ኢኹም