ሓገዝን ምኽሪን ዝህቡ እተፈላለዩ ትካላት ዘርኢ ሓፈሻዊ ሓበሬታ ኣብ ታሕታይ ቀሪቡልኩም ኣሎ። ብተወሳኺ ብዛዕባ እተፈላለዩ ኣርእስትታት ዝያዳ ሓበሬታ ናብ እትረኽቡሎም መርበባት ሓበሬታ ዝወስድኹም መራኸቢታት ትረኽቡ።  

ናይ ህጹጽ ረድኤት ቁጽሪታት

ሓሳብኪ እተካፍልዮ ሰብ ትድልዪ ዲኺ?

ንመን ክትረኽቢ ትኽእሊ?

ሓበሬታ ኣበይ ትረኽቡ?

ሓፈሻዊ ሓበሬታን ንልሙዳት ሕቶታት ዝተውሃቡ መልሲታትን

  • Helsenorge.no – ናይ ጥዕና ሓበሬታን ናይ ጥዕና ስርዓት ተበጻሕነትን
  • Ung.no - ናይ ልሙዳት ሕቶታት ምልሲታት ሓዊስካ ኣብ መንእሰያት ኣድሂቡ ዝወሃብ ሓበሬታ

ሓበሬታ ብዛዕባ እተፈላለዩ ርእሰጉዳያት