ብመሰረት ሕጊ ኖርወይ ሰባት ኣብ ኖርወይ ዝደለዩዎ መጻምድቲ ክመርጹ ሙሉእ ናጽነት ኣለዎም።
ሰባት ኣብ ገለ ረቛሒታት ተደሪኾም መጻምድቲ ይመርጹ። መብዛሕትኡ ግዜ ሰባት እዞም ረቛሒታት እዚኦም ይጥቀሙ ከምዘለዉ ኣየስተብህሉን። ገለ ሰባት ነዚኦም ስለዝግንዘቡ እዞም ረቛሒታት ዘማልእ መጻምድቲ ጥራይ ይደልዩ። ንኣብነት:
- መበቆል;
- ስብእና;
- ብልሒ ኣእምሮ;
- ዋዛ;
- ገንዘባዊ ኩነታት;
- መሸከል…