ሽርሙጥና
ወሲብ ንሰልዲ ወይከኣ ንኻልኦት ረብሓታት ይቕየር። ኣንስቲ፣ ሰብኡትን ትራንስ ሰባትን ሽርሙጥና ክሰርሑ ይኽእሉ እዮም። ኣብ መብዛሕትአን ሃገራት ኤውሮጳ፣ ሽርሙጥና ብሕጊ ክልኩል እዩ። ኣብ መብዛሕትኡ ከባቢ ግን ናይ ሸራሙጥን ኣካየድቲ ሽርሙጥናን ግቡኣትን መሰላትን ዘማሕዳሩ ፍሉያት ሕጊታት ኣለዉ። ብተወሳኺ፣ ንቆልዑን ኣባጽሕን ካብ ሓደጋታት ሽርሙጥና ክከላኸሉ ዝተዳለዉ ፍሉይት ሕጊታት እውን ኣለዉ።