መኽዘን ዋሃዮታት ፍረዘርኢ

ዋሃዮታት ፍረዘርኢ ዝኽዘኑሉ ኣካል ሰውነት። ሓደበ ሰብኣይ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ፍረነብሲ 1 መኽዘን ዋሃዮታት ፍረዘርኢ ኣለዎ።

Epididymis

Organ in which sperm cells are stored. A man has 1 epididymis in each testicle.