ዋሃዮ እንቋቑሖ
ናይ ጓላኣነስተይቲ ናይ ወሲብ ዋሃዮ። ጓልአነስተይቲ ኣብ መጽገታታ ብዙሓት ዋህዪታት እንቋቑሖ ሒዛ እያ ትውለድ። ካብ እዋን ጉርዝና ንደሓር፣ ኣብ ሕድሕድ ወርሒ ሓደ ዋሃዮ እንቋቑሖ ይፍነው። ዋሃዮ እንቋቑሖ ብዋሃዮ ፍረዘርኢ እንድሕር ጸግዩ፣ እታ ሰበይቲ ትጠንስ። እቲ እንቋቑሖ እንድሕር ዘይጸግዩ፣ ይመውት እሞ እታ ሰበይቲ ክፍለ ግዜ ወርሓዊ ጽግያት ይጅምራ።