ኮንደም

እቲ ሰብኣይ ናብ ዝወተረ መትሎኡ ዘእትዎ ረቂቕ ካብ ጎማ ዝተሰርሐ ሽፋን። እቲ ኮንደም እቲ ሰብኣይ ከፍስስ እንከሎ ነቲ ዕልቋቕ የዕቁሮ። ኮንደም ኤችኣይቪ ከምኡድማ ብወሲብ ዝመሓላለፉ ረኽሲታት፣ ብተወሳኺ ከኣ ዘይተደለየ ጥንሲ (እዚ ሜላ መከላኸሊ ጥንሲ እውን እዩ) ይከላኸል። ሓደ ኮንደም ሓደ ግዜ ጥራይ ኢኻ ክትጥቀመሉ ዘለካ።

Condom

Covering of thin rubber that a man wears over his erect penis. A condom catches the semen when the man ejaculates. A condom protects against HIV and most STIs, and prevents unwanted pregnancy (it is a method of contraception). You should use a condom only once.