ናይ ማህጸን ሓኪም

ኣብ ናይ እዋን ጥንሲ ክንክን ጥዕና፣ ኣብ መከላኸሊ ጥንሲን ኣብ ናይ ኣንስቲ ሕማማትን ስፔሻላይዝ ዝገበረ ዶክተር። ናይ ማህጸን ሓኪም ሰበይቲ ወይ ሰብኣይ ክኾኑ ይእሉ።

Gynaecologist

A doctor who has specialized in health care during pregnancy, in contraception and in women's diseases. A gynaecologist may be a woman or a man.