ቫይረስ

ንሰውነት ክወርር ዝኽእል ኣዝዩ ደቂቕ ፍጥረት። እዚ ኣብ ዋሃዮታት ሰውነት ብቐሊሉ ይነቓቓሕ። እቲ ቫይረስ ረኽሲታትን ሕማማትን ከስዕብ ይኽእል።

Virus

Very small particle that can invade the body. It multiplies easily in the cells in the body. A virus can cause infections and diseases.